Uncategorized

ንተፈተንቲ መእተዊ ፈተና ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ (30/05/2016 ዓ/ም)

ብዕለት 25 ጥሪ 2016 ዓ/ም መእተዊ ፈተና ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምርቲ ቃላሚኖ ዝወሰድኩም ተምሃሮ ሓበሬታ ብዝተውሃበኩም ፕሮግራም መሰረት ውፅኢትኩም ዕላዊ ተገይሩ ኣሎ።

ብዙይ መሰረት ተፈተንቲ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ https://kshs.academy/result/#/ ኣብ ልዕሊ መመዝገቢ ኮድ 8ይ ክፍልኹም ኣብ ቅድሚት ዘለው ዜሮታት ብምእታው ከም ኣብነት ማለት’ውን ”002222” ወይ ብምግዳፍ ማለት’ውን ”2222” ውፅኢትኩም ምርኣይ ከም እትኽእሉ እናሓበርና ጥርዓን መቐበሊ መዓልቲ ካብ ዕለት 1 – 4 ለካቲት 2016 ዓ/ም ጥራሕ፣ ቦታ ድማ ኣብ ቀፅሪ ቤት ትምህርቲ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ምዃኑ እናገለፅና ሽም ዝርዝር ዝሓለፉ ተምሃሮን መእተዊ መዓልትን ድሕሪ ምስማዕ ዝቐረቡ ጥርዓናት ክነፍልጥ ኢና።

Leave A Comment

Your Comment
All comments are held for moderation.

en_USEnglish
X