Uncategorizedካብ ብሄራዊ ሎተሪ ኣፍልጦ ረኺቦም መንግስታዊ ፍቓድ ተዋሂቡዎም ኣብ ስራሕቲ ቢንጎ ይነጥፉ ዘለዉ 20 ማሕበራት ካብ ወርሓዊ እቶቶም ካብ 5,000-10,000 ንማሕበር ልምዓት ትግራይ ንምልጋስ ቃል ኣትዮም። Updated on March 25, 2024 by adminNo Comments on ካብ ብሄራዊ ሎተሪ ኣፍልጦ ረኺቦም መንግስታዊ ፍቓድ ተዋሂቡዎም ኣብ ስራሕቲ ቢንጎ ይነጥፉ ዘለዉ 20 ማሕበራት ካብ ወርሓዊ እቶቶም ካብ 5,000-10,000 ንማሕበር ልምዓት ትግራይ ንምልጋስ ቃል ኣትዮም።እቶም ኣብ ከተማ መቐለ ዝሰርሑ ማሕበራት ቢንጎ ዝገብሩዎ ሓገዝ ብሰንኪ ጥሜት ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል ምዃኑ ብምሕባር ማሕበር ልምዓት ትግራይ ብቐፃልነት ኣብ እትዓሞም ዋኒናት ብምስታፍ ማሕበራዊ ሓላፍነቶም ከም ዝዋፅኡ ገሊፆም።
0 Uncategorizedማሕበር ልምዓት ትግራይ ሒዛቶ ንዘላ ፕሮጀክት ዳግመ ህንፀት ትግራይ ንምስላጥ ዝሕግዝ ምስ ካብ ትግራይ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝጉዓዛ ዘመነዎት ኣውቶቡሳትን ብብሄራዊ ሎተሪ ኣፍሉጦ ምስ ዘለዎም መዘናግዒ ቢንጎ ሎቶሪን ሓባራዊ ውዕሊ ተፈራሪማ። March 22, 2024 by admin
0 Uncategorizedኣመራርሓን ሰራሕተኛትን ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ብዓል ማርች 8 ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ኣብዒሎም March 20, 2024 by admin
0 Uncategorizedኣባላት ሓይሊ ዕማም ሕርሻ ትግራይ፣ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ማእኸል ኢንቨስትመንት ሕርሻ ቓላሚኖ እትውግኖም ዘላ ስራሕቲ ሓመድ ኣልቦ ሕርሻን ልምዓት ሃፍቲ እንስሳን ናብ ሓረስታይን ንተጠቀምቲ ከተማ ሕርሻን ተረባሒ ንምግባር ዝተዋደደ ስራሕቲ ከምዝስራሕ ገሊፆም። March 12, 2024 by admin