Uncategorized

ካብ ብሄራዊ ሎተሪ ኣፍልጦ ረኺቦም መንግስታዊ ፍቓድ ተዋሂቡዎም ኣብ ስራሕቲ ቢንጎ ይነጥፉ ዘለዉ 20 ማሕበራት ካብ ወርሓዊ እቶቶም ካብ 5,000-10,000 ንማሕበር ልምዓት ትግራይ ንምልጋስ ቃል ኣትዮም።

እቶም ኣብ ከተማ መቐለ ዝሰርሑ ማሕበራት ቢንጎ ዝገብሩዎ ሓገዝ ብሰንኪ ጥሜት ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል ምዃኑ ብምሕባር ማሕበር ልምዓት ትግራይ ብቐፃልነት ኣብ እትዓሞም ዋኒናት ብምስታፍ ማሕበራዊ ሓላፍነቶም ከም ዝዋፅኡ ገሊፆም።

Leave A Comment

Your Comment
All comments are held for moderation.