Uncategorized

ፈፃሚ ዳይሬክተር ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣይተ ተስፋይ ገ/እግዚኣብሄር ምስ ሲንየር ኮምዩኒኬሽን ማናጀር ሉሚነስ ፈንድ ማራ ቻንን ካልኦት ኣመራርሓ ሉሚነስ ፈንድን ኣብ ኣፈፃፅማ ስራሕን ውፅኢታውነትን ፕሮጀክት ካልኣይ ዕድል ትምርቲ ዘትዮም።

ኣብቲ ዘተ ካንትሪ ኦፊስ ዳይሬክተር ሉሚነስ ፈንድ ኣይተ ሓሰን ኣሕመድ፣ሓላፊት ፕሮግራም ትምህርቲ ወ/ሪት ሉላ ይበልህን መተሓባበሪ ፕሮግራም ትምህርቲ ሉሚነስ ፈንድ ጨንፈር ትግራይ ኣይተ ወልዱ ተጫነን ዝተረኸቡ እንትኸውን ኣብ ሓፈሻዊ ከይዲ እቲ ፕሮጀክት፣ሓበራዊ ኣፈፃፅማን ውፅኢቱን ድማ መተሓባበሪ ፕሮጀክት ካልኣይ ዕድል ትምህርቲ ኣይተ ወልዳይ ገ/ሃወርያ መብርሂ ሂቦም።

Leave A Comment

Your Comment
All comments are held for moderation.